accessibility & help

ንዝጠፍኡ ስድራ ቤትኩም ርኸቡ

ካብ ስድራኻ ብኩይናት፣ ናይ ተፈጥሮ ሓደጋ ወይ ስደት ዲኻ ተፈሊኻ? ከመይ ክንሕግዘካ ከምእንኽእል ተመልከት፡፡

ከመይ ክንሕግዘካ ንኽእል

ክንሕግዘካ ንኽእል ኢና:

  • ዝጠፍኡ ስድራኻ ኣልሽ፡ ሓደጋ ወይ ስደት ዝጠፍኡ ስድራኻ ኣብ ምእላሽ ክንሕግዘካ ኢና
  • ስድራ ዝምልከት ዜና ነብጽሕ፡ ስሩዕ ናይ ኮሚዩኒኬሽን ኣጸጋሚ ምስ ዝኸውን ናይ ቀይሕ መስቀል መልእኽቲ ናብ ኣዝማድካ ክንልእኽ ኢና፡፡ (መዘኻኸሪ፡ ገንዘብ ወይም ጥቅል መልዕክቶችን አንልክም፡፡) 
  • ናይ እሱር ምስክር ወረቐት ምሃብ፡ ተኣሲሮም ብኮሚቴ ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል (ICRC) ዝተርኣዩን ዝተመዝገቡን ሰባት መራጋገጺ ተኣሲሮም ምህላዎም መረጋገጺ ክንህብ ንኽእል፡፡ 

እንህቦም ኩሎም ግልጋሎታት ብናጻን ሚስጥራዊነቱ ዝተሓለዉን እዮም፡፡

የዛርቡና

 

ከመይ ይሰርሕ

  1. ኣብላዕሊ 'የዛርቡና' ዝብል ይጠወቑ፡፡ ኣብ ዝቕጽል ገጽ ከተማኻ ወይ ፖስትኮድ ኣብቲ ሳንድቕ ብምእታው ኣልሽ ዝብል ጠውቕ፡፡
  2. ብምቕጻል እቲ ኦንላይን ቅጥዒ ንምዝዛም ናብ ከባቢያዊ ጉጅለ ወይ ደውል ወይ 'ሕተት'እትብል ጠውቕ፡፡
  3. ኣባል እቲ ጉጅለ ትሬሲንግ ከዛርበካን ቆጸራ ክገበረልካ እዩ፡፡
  4. ኣብ እዋነ ቆጻራኻ ቅጥዒ ብምምላእ ክንሕግዘካ ኢና፡፡ እዚ ስድርኻ ንምእላሽ ዝሕግዘና ብዙሕ ሕቶታት ይሓትት፡፡ ብዝተኽኣለ መጠን ብዙሕ ሓበሬታ ንደሊ፡፡ ኣብ ቆጸራኻ ክሕግዘካ ዝኽእል ዓብይ ኣባል ስድራ፣ መሳርሕቲ ወይ ዓርኪ ክተምጽእ ትኽአል ኢኻ፡፡  ተርጓሚ እውን ክነቕርበልካ ክንፍትን ኢና፡፡
  5. ኣባላት ስድርኻ ኣበይ ክህልው ከምዝኽእሉ ምስእትነግረና ኣብቲ ሃገር ዘለው መሳርሕትና ኣብቲ ኣለሻ ሓገዝ ንክገብሩ ክነዛርበም ኢና፡፡
  6. ዕውት ክንከውን ኢና ኢልና ቃል ኣይኣቱን፣ ይኹን እንበር ዝኾነ ዜና ምስ እንረክብ ክንነግረካ ኢና፡፡

ኣብ ኣውሮፓ ስድራ ትአልሽ ኣለኻ?

ኣብ ኦንላይን ዝጠፍኡ ስድራ ክትእልሽ ትኽእል ኢኻ- እቶም ሰባት ትእልሾም ከምዘለኻእውን ክፈልጡ ግር፡፡ ስድራኻ ንዓኻ .

ኣብ ኣውሮፓ ዝጠፍኡ ስድራይ ምእላሽ

ብዛዕባ ምእላሽ ስድራ ዝምልከቱ ሕቶታት?