Find missing family - Tigrinya

ዝጠፍኡ ስድራ ምርኻብ

ብኲናት፣ ተፈጥሯዊ ሓደጋ ወይ ብፍልሰት ተፈሊኹም እንተድኣ ኮይንኩም ብዓለም ለኻዊ ናይስድራመከታተሊኣገልግሎትኣቢልኩምእቶምዝጠፍኡ ስድራኹም ንምርካብ ሓገዝ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም፡፡

ብኸመይ ንሕግዞም ንኽእል

ኣብዞም ዝስዕቡክንሕግዘኩምንኽእልኢና፡-

  • ዝጠፍኡ ስድራኹም ምርካብ
  • ናብ ስድራኹም መልእኽቲ ምልኣኽ (ገንዘብወይኣቕሓምልኣኽኣይከኣልን)
  • ናይ ማእሰርቲ መረጋገፂ ምርካብ (ብዓለምለኻዊ ናይ ቀይሕ መስቀል [ICRC] ዝተርኣዩን ከም ዝተኣሰሩ ንዝተመዝገቡ ሰባት)

እዚ ስድራቤታት ዳግማይ ንኽራኸቡ ናፃን ሚስጥራውን ሰብኣዊ ኣገልግሎትእዩ፡፡ ብዘይፍቓድኩምናትኩምሓበሬታንዝኾነካልእሰብ ኣይነመሓላልፍን፡፡

ንመንክንሕግዝንኽእል

ስድራኹም ክትረኽቡ እንተዘይክኢልኩም ናይ ስድራ መከታተሊ ኣገልግሎትበዚዝስዕብመንገዲክተመልክቱትኽእሉ፡-

  • ኣብ እንግሊዝ (UK) ከም ዘለኹ
  • ብኲናት፣ ተፈጥሯዊሓደጋወይ ብፍልሰት ከም ዝተፈለኹም፡፡

ኣብ ካልኦት ሰብኣዊ ደገፍ ኣብ ዘድልየሉ ኩነታታትክትሕገዙትኽእሉኢኹም፤ንኣብነትካብሃገር ወፃእ ምስ ዝርከቡ ዕድመ ዝደፍኡ ስድራ ርክብ እንተድኣ ተቋሪፅኩም፡፡

ሓገዝ ብኸመይ ትረኽቡ

ኣብ ከባቢኽም ዝርከብናይመራኸቢኣገልግሎትርኸቡ

ቆጸራንምሓዝኣብከባቢኹምንዝርከብናይስድራቤታትኣራኻቢኣገልግሎትኣዘራርቡ፡፡

ኣብቲግዜቆጸራብዛዕባስድራኹምን ኣበይ ክህልው እዮም ኢልኩም ከም እትግምቱ ብዝምልከት ሕቶ ክንሓተኩም ኢና ከምኡ እውን ቅጥዒ ኣብ ምምላእ ክንሕግዘኩም ንኽእል ኢና፡፡ ኢንግሊዝኛ ምዝራብተዘይክኢልኩምኣብቆጸራታትኩምኣስተርጓሚክነቕርብንኽእል ኢና፡፡

ስድራኹ ከም እንረኽቦም ቃል ኣይንኣቱን ኮይኑ ግና ኣብ ሃገርኩም ምስ ዝርከቡመሳርሕትናተራኺብናሓድሽዜናክንረክብእንከለና ክንሕብረልኩም ኢና፡፡

ብተወሳኺ ስደራኹም ይደልዩኹም ከም ዘለው ንምፍላጥ ኣብናይገፅመድለዪመርበብሓበሬታ (Trace the Face) ምስልኹም ክተካትቱ ትኽእሉ ፡፡

ኣብ እንግሊዝ (UK) ዘይትነብሩ እንተድኣ ኮይንኩም

ኣብ እንግሊዝ (UK) ስለዘይትነብሩናይኣገልግሎታትናተተቀምቲክትኮኑእንተዘይክኢልኩም፣ኣብሃገርኩምምስዝርከብ ቀይሕ መስቀል ወይቀይሕወርሒተራኸብ ፡፡ 

ብኲናት፣ ዕንወትወይብፍልሰት ተፈሊኹም እንተዘይኮይንኩም

ዋለኳ ንሕና እንተዘይሓገዝናኩምክሕግዙኹም ዝኽእሉ ካልኦት ትካላት ኣለዉ እዮም፡፡

እዚኣገልግሎትቅድሚሕጂተጠቒምኩም ትፈልጡዶ? ብኽብረትኩም [ምላሽ ሓበሬታኹም ሃቡና::] when form is available